Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ደሴ ናውቲታት ምርጫ ናብ ጣቢያታት ምርጫ ምብፃሕ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ናውቲታት ምርጫ ናብ ጣቢያታት ምርጫ ምብፃሕ ከመዝተጀመረ ሓላፊ ክልል ምርጫ እታ ከተማ ኣፍሊጦም።

ሓላፊ ክልል ምርጫ እታ ከተማ ኣይተ ዮሀንስ አሰፋ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቶም ናውቲታት ፅባሕ ሰንበት ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዝተረኸብሉ 12 ሰዓት ንጎሆ ክከፋፈሉ ኢዮም።

ኣብ ክልል ምርጫ ደሴ 104 ጣቢያታት ምርጫ ኣለዉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.