Fana: At a Speed of Life!

ዕጥቂ ተሓንጊጦም እናተቓለሱ ዝርከቡ ኣካላት ናብ መድረኽ ሃገራዊ ምኽክር ንኽመፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጥቂ ተሓንጊጦም እናተቓለሱ ዝርከቡ ኣካላት ናብ መድረኽ ሃገራዊ ምኽክር ንኽመፅኡ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ።

ጎንፂ ህይወትን ንብረትን የጥፍእ እምበር ፀገም ከምዘይፈትሕ ዝገለፃ ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሂሩት ገ/ስላሴ÷ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ ኣብ ዝኾነ ሃገራዊ ምኽክር ብምስታፍ ሓሳብ ብምቕራብ ምርድዳእ ከምዝግባእ ኣገንዚበን፡፡

በዚ ድማ ዕጥቂ ተሓንጊጦም እናተቓለሱ ዝርከቡ ኣካላት ናብ መድረኽ ሃገራዊ ምኽክር ንኽመፅኡ ፃዕሪ እናገበረ ከምዝፀንሐ ብምዝኽኻ፤ ሐዚ እውን ናብቲ ምኽክር ንኽመፅኡ ብምሕታት እንትመፅኡ ድማ ሓለዋ ከምዝግበረሎም ኣረጋጊፀን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.