Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ቁፅፅር ይግበር ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ከየኣቱ ቁፅፅር እናተገበረ ከምዝኾ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ።

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣድሂበን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ምቁፅፃር ከምዘይከኣለ ሓደሽቲ ዓሌታት ንኽመፅኡ ምኽንያት ከምዝኾነ ኣብሪሀን።

እዚ ድማ እቲ ቫይረስ ብቕልጡፍ ንምቁፅፃር ዝግበር ስራሕ ፈታኒ ከምዝገበሮ ተዛሪበን።

ብሃይማኖት ኢያሱን ከድር መሓመድን

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.