Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ሸኔ ብዝምልከት ብሰለማዊ መገዲን ብዘተን ንምፍታሕ ድልው ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ )ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ  ኣብ  እዋናዊን ሃገራዊን ኩነታት ኣድሂቦም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብሪሆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ሸኔ ብዝምልከት ኣብ ዝሓለፉ እዋናት መእንተ ሰላም ክበሃል ልዕሊ ዓሰርተ ግዘ ዝርርብ ተገይሩ ኢዩ ኢሎም።

 እቲ ፃውዒት ሰላም ብዝምልከት ክልል ኦሮሚያ ዝጀመሮ ዝተብሃለ  ከም ፓርቲ ዝተዘራረብናዮ ኢዩ ወሲኑክብሉ እውን ተዛሪቦም።

 ስለዝኾነ እቲ ፃውዒት ሰላም ናይዚ መቐፀልታ ኢዩ ኢሎም።

ይኹን እንበር ሓደ ዝተኣከበ ሓይሊ ስለዘይኮነ ፀገም ከምዝኾነ ሓቢሮም።

መንግስቲ ብሰለማዊ መገዲን ብዘተን ንምፍታሕ ድልው ኢዩ ኢሎም።

ይኹን እንበር ህይወት ሰብ ካብዚ ብዝገደደ ከይጠፍእን ንምክልኻልን ሓይሊ ፀፅታ ድልው ኢዩ ክብሉ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.