Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ ምሁራን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ካብ መላእ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ምሁራን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ “ግደ ምሁራን ንልዕልነት ኢትዮጵያ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ መድረኽ፥ ዩንቨርስቲ ኮተቤ ምስ ምስ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ዝተጀመረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ኮተቤ ዶክተር ብርሃነመስቀል ጠና፥ መሁራን ኣብ ጉዳይ ሃገር ዝተውሃቦም ሓደራ ልዑል እኳ እንተኾነ ከምቲ ትፅቢት ዝግበረሎም ኣይዋፅኡን ዘለዉ ኢሎም።

ምሁራን ኣፈላላይ ዝፈጥር ብምምዛዝ ክብሪ ሓድነት ካብ ዝሽርሽሩ ጉዳያት ብምውፃእ ንዘላቒ ሰላምን ረብሓ ህዝብን ደው ክብሉ ከምዝግባእ ድማ ኣተሓሳሲቦም።

ብምንይችል ኣዘዘው

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.