Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት ዝበለፀ ወሃቢ ኣገልግሎት ፅዕነት እዚ ዓመት ንምርካብ ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት ዝበለፀ ወሃቢ ኣገልግሎት ፅዕነት ኣፍሪካ ዓመተ 2023 ንምርካብ ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ።

ኣብ ፍፃመ ውድድር ሕፁያት ዝበፅሐ እቲ መገዲ ኣየር እቲ ሽልማት ነምዕዋት ዘኽእሎ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ምጅማሩ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.