Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ቀይሕ መስቀል እታዎታት ሕክምና ዝፀዓና ተወሰኽቲ 16 ተሽከርከርቲ ኣብ ትግራይ የከፋፈላ ከምዘለዋ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል እታዎታት ሕክምና ዝፀዓና ተወሰኽቲ 16 ተሽከርከርቲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከባ ሆስፒታላት የከፋፍል ከምዘሎ ገሊፁ።

እቲ ኮሚቴ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝበሎ፥ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግብን እታዎታት ሕክምናን ዝፀዓና 16 ተሽከርከርቲ ሽረ ኣቲየን።

እቲ ሓገዝ ኣብቲ ክልል ናብ ዝርከባ ሆስፒታላትን ጣቢያታት ጥዕናን ምክፍፋል ምጅማሮም እውን ተዛሪቡ።

ናብ ከባቢታት ገፀር ናይ ምክፍፋል ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምግላፁ ካብቲ ኮሚቴ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.