Fana: At a Speed of Life!

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ።

ብመሰረት እዚ፦

ሪያል ማድሪድ ምስ ቼልሲ

ኢንተር ሚላን ምስ ቤኔፊካ

ማንቼስተር ሲቲ ምስ ባየርን ሙኒክ

ኤሲ ሚላን ምስ ናፖሊ ተደልዲለን።

ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ድማ ካብ ፀወታ ሪያል ማድሪድን ቼልሲን ዝተዓወተት ካብ ፀወታ ማንቼስተር ሲቲን ባየርን ሙኒክን ምስ ዝተዓወተት ጋንታ ክጋጠማ ኢየን።

ተዓዋቲት ፀወታ ኢንተር ሚላን ምስ ቤኔፊካ፤ ኣብ ፀወታ ኤሲ ሚላንን ናፖሊን ምስ ዝተዓወተት ጋንታ ክራኸባ ኢየን።

ቀዳማይ እግሪ ፀወተአን 3ን 4ን ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ዘካይዳ እንትኾና፥ ናይ መልሲ ፀወታ ድማ 11ን 12 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.