Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ካብ መንበሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝካየድ ዘሎ ስነስርዓት፥ ኣብ ፓርክ ሕውነት ብሰብ መዚ መንግስቲ፣ ወሳርሕቱ፣ መላእ ቤተሰቡ ኣብ ዝተረኸብሉ ምስንባት ኣስከሬን ክካየድ ኢዩ።

ስነስርዓት ቀብሩ ድማ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስተ ስላሴ ካቴድራል ክፍፀም ኢዩ ተባሂሉ።

ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ብሃንደበታዊ ሕማም ኣብ ሕክምና እናሃለወ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ይዝከር።

“ምስ ሕልፈት እቲ ኣርቲስት ተተሓሒዞም እናወፅ ዝርከቡ ሓበሬታታት ብዘይምስማዕ ነቲ ኣርቲስ ዘለና ክብሪ ክነርኢ ይግባእ” ክብል  ኮሚቴ ኣፈፃሚ ቀብሪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.