Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ማሕበረሰብ ዞባ ጉራጌ ንምዝታይ ናብቲ ዞባ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ማሕበረሰብ ዞባ ጉራጌ ንምዝታይ ናብቲ ዞባ ሎሚ ንጎሆ ኣምሪሖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ብምዃን ምስ ማሕበረሰብ እቲ ዞባ ንምዝታይ ሎሚ ናብቲ ዞባ ምኻዶም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.