Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ  ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ደሕቲ 6 ዓመት ናብ  ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ኣረጋጊፁ።

ቤንች ማጂ ቡና ብኣዲስ ከተማ ክፍለ ከተማ 2 ን 1 ምስዓሩ ስዒቡ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ከምዘረጋገፀ ተሓቢሩ።

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2009 ዓ.ም ናብ ላዕለዋይ ሊግ ወሪዱ ምንባሩ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.