Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ፈረቓ ዓመት 13 ቢሊየን ብር ከሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ፈረቓ ዓመት 13 ቢሊየን ብር ከመዝኸሰበ ኣፍሊጡ።

ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ሓፈሻዊ ሃፍቲ እቲ ባንኪ 1 ነጥቢ 2 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ተዛሪበቦም።

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 55 ሓደሽቲ ቅርንጫፋት ከምዝኸፈተ ብምግላፅ፥ ብሓፈሻ ቁፅሪ ቅርንጫፋት 1 ሺሕን 879 ምብፅሑ ገሊፆም።

ሓፈሻዊ ተቐማጢ ብር እቲ ባንኪ 978 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ከምዝበፅሐ ተሓቢሩ።

ብሜሮን ሙሉጌታ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.