Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሳለህ ኣሕመድ ኣብ ኒጀር ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ከልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም።

እተን ሃገራት በህፁፅ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስቴራት ንምክያድ ከምዝተስማዕምዑ ካብ ሚኒስስቴር ጉዳት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ዝሓሸ ተመክሮ ንሶማሊያ ንምክፋል ቁርፀኛ ከምዝኾነት አወን ተዛሪቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.