Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ባይቶ ተወከልቲ ህዝብን ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈትን “ደምና ንወገንና” ብዝብል መሪሕ ጭርሖ መርሃ ግብሪ ምልጋስ ደም ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈትን “ደምና ንወገንና” ብዝብል መሪሕ ጭርሖ መርሃ ግብሪ ምልጋስ ደም ኣሳሊጦም።

ኣብቲ መርሃግብሪ ምልጋስ ደም፥ ኣፈጉባኤን ምክትል ኣፈጉባኤን እቲ ባይቶ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላትን ሰራሕተኛታትን እቲ ባይቶ ተሳቲፎም ኢዮም።።

ዕላምኡ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ኣገልግሎት ባንኪ ደም ሕፅረት ኣጋጢሙኒ ብምባሉ ሕብረተሰብ ደም ንክልግስ ፃውዒት ምትሕልላፉ ስዒቡ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.