Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ካብ ሓደ ውልቀ ሰብ 21 ነጥቢ 7 ኪሎ ግራም ሕብጠት ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ካብ ሓደ ውልቀ ሰብ 21 ነጥቢ 7 ኪሎ ግራም ካብ ስብሒ ዝተለዓለ ሕብጠት ካንሰር ምውፃእ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ።

እቲ ተግባር መጥባሕቲ ብተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር ዶተር ማተመ በቀለ ብዝተመርሐ ጉጅለ ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ስለዝኾነ ድማ 21 ነጥቢ 7 ኪሎ ግራም ካብ ስብሒ ዝተለዓለ ሕብጠት ካንሰር (Retroperitoneal Lip sarcoma) ምውፃእ ተኻኢሉ፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን እቶም ተሓካሚ ካብ ሕማሞም ድሒኖም ናብ ገዝኦም ከምዝተመለሱ ካብ ሜዲካል ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ ሚሊኒየም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.