Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቀፀልቲ ኣንፈታት ሃገራዊ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስቴር ኣብ ቀፀልቲ ኣንፈታት ሃገራዊ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጡ።

ኣብቲ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ከምኡወን ላዕለዎት ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ዓውዲ ንግዲ ተረኺቦም።

ኣብቲ መድረኽ ሓፈሻዊ ኩነታት እቲ ጎስገስ ዘርእይ ሰነድ ብምቕራብ ዘተ ከመዝተገበረሉ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.