Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሐ ጉድኣት ጠሚቱ ዝተኻየደ ውፅኢት መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰነ 2013 ዓ.ም ክሳብ ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሐ ጉድኣት ጠሚቱ ዝተኻየደ ውፅኢት መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ።

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝበፅሐ ኩለ መዳያዊ መጥቃዕቲን ዕንወትን ብምፅናዕ ምስናድ ከምዝተኽኣለ ዋና ፀሓፊ ፎረም ዩንቨርስቲታት ክልል ኣምሓራ ኣስማረ ደጀን ገሊፆም።

እቲ ከይዲ መፅናዕቲ፥ ኣብ 8 ዞባታት፣ ሓደ ምምሕዳር ከተማ፣ 87 ወረዳታትን 945 ጣቢያታትን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣብቲ መፅናዕቲ ልዕሊ 4000 ሰባት ከምዝተሳተፉን ዓሙይቕ መፅናዕቲ ብምክያድ ስፍሓትን ክፍኣትን ዘርእይ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብመልክዕ መፅሓፍ ዝተዳለወ እንትኸውን ኣብ ቀፃሊ ንህዝቢ ዕላዊ ከምዝግበር ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.