Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጃፓን ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ደገፍ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ግዝኣት ካናጋዋ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ደገፍ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ

ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ምፍላጥ ባህሊ ኣብታ ሃገር ተኻይዱ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ተፈራ ደርበው÷ ግድብ ህዳሰ ኣብዚ ሐዚ በፂሑዎ ዘሎ በርኪ ንክበፅሕ ኩለ መዳይ ደገፍ ንዝገበሩ አመስጊኖም።

ሳልሳይ ዙር ምምላእ ማይ እቲ ግድብ ከምዘሐጎሶም አወን ተዛሪቦም።

ሓፈሻዊ ኩነታትን ፍልፍል ኤሌክትሪክን እቲ ግድብ ብዝምልከት ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.