Fana: At a Speed of Life!

ኮሌጅ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ።

ኣብ ኮሌጅ  ኢንጂነሪነግ ቢሾፍቱ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ስነ ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት መኮንናትን ወተሃደራዊ ኣታሼ ዝተፈላለያ ሃገራትን ተረኺቦም።

እቶም ተምሃሮ ብዓውዲታት ምሕንድስናን ጥዕናን ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ኢዮም ተባሂሉ።

ካብ ኢትዮጵያዊያን ተምሃሮ ብተወሳኺ ካብ ደቡብ ሱዳን፣ ሱዳንን ሩዋንዳን ዝመፅኡ ተምሃሮ ከምዝምረቑ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.