Fana: At a Speed of Life!

ሆስፒታል ድሬ ጎዳና ኣዳማ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ109 ሚሊየን ብር  ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝተሃነፀ ሆስፒታል ድሬ ጎዳና ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ።

እቲ ሆስፒታል ዘበናዊ ናውቲታት ሕክምና ዝተማልእሉ ከመዝኾነ ተገሊፁ።

ብሰብ ሓይሊ እውን ብዙሓት ስፔሻሊስት ሓካይም ዝወነነ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ኩሉ ቦታ ንኹሉ ንምብፃሕ ብዝብል ቅድሚ 11 ዓመታት ብክሊኒክነት ስራሕ ዝጀመረ እቲ ትካል ጥዕና ኣብዚ ሐዚ እዋን ናብ ሆስፒታልነት ከምዝዓበየ ተገሊፁ።

ብትዕግስት ብርሃኔ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.