Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓለፍቲ ግዝኣት ኖቭግሮድ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዎም ባህጊ ኣርእዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ግዝኣት ኖቭግሮድ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዎም ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪ ኣብ ዝተረኸብሉ ብተተካኢ ምክትል ምምሕዳር እቲ ግዝኣት ቦግዳኖቭ ኢቭጌኒ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም።

ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘለወን ርክብ ብኢንቨስትመነት ንምጥንኻር ከም ሃገር ባህጊ ከምዘሎ እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብቲ መድረኽ ተዛሪቦም።

ቦድጋኖቭ ኢቭጌኒ ብግደኦም፥  ኣብ ግዝኣት ኖቭጎሮድ ዝርከቡ ኢንዱስትሪታትን ኣፍረይቲን ናብ ኢትዮጵያ ንክመፅኡ ንምግባር ከምዝሰርሑ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.