Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ እቲ ውድብ ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ እቲ ውድብ ይዛተዩ ኣለዉ።

ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን እቲ ውድብ ኣደም ፋራህ፥ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ፈላማይ ጉባኤኡ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን ብመረፃ ነህዝቢ ዝኣተዎ ቃለን በቲ ዝድለ ንምፍም ብልዑል ትግሃት ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ገሊፆም።

ብኣረኣእያን ተግባርን ዝተዋደደ ኣመራርሓ ብምርግጋፅ ተቐባልነት ዘለዎ ፓርቲ ብምህናፅ ተሳትፎ ህዝቢ፣ ተረባሕነተን ዕግበትን ምርገጋፅ ቀንዲ ዕላማ በምግባር ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓቢሮም።

ነዚ መሰረት ብምግባር ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋረሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ይግምግም ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ኣፈፃፅማ መደባት እቲ ውድብ ምግምጋም ንቐፃሊ ኣፈፃፅማ ናብ ዝለዓለ በርኪ ንምብፃሕ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ክትትልን ደገፍን ንምግባር ዘኽእል ዓቕሚ ዝፈጥር ኢዩ ምባሎም ካብቲ ፓርቲ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.