Fana: At a Speed of Life!

ልኡኻት ፑንት ላንድ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ኣተገባብራ ፕሮጀክት መመሓየሺ ቆላማ ከባቢታ ልውውጥ ልምዲ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከፑንት ላንድ ዝመፅኡ ልኡኻት ኣብ ክልል ሶማሌ ብባንኪ ዓለምን ካልኦት ትካላትን ኣብ ዝድገፍ ኣተገባብራ ፕሮጀክት መመሓየሺ ቆላማ ከባቢታ ልውውጥ ልምዲ ይገብሩ ኣለዉ።

ኣብቲ ክልል በቲ ፕሮጀክት 36 ወረዳታት ዝተሓቖፋ እንትኾና፥ ኣገልግሎት ማህበረሰብ ዝህቡ ትካላት ካብ ምህናፅ ጀሚሩ መኖ እንስሳትን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን ተሳሊጦም።

እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ክለተ ዓመትን መንፈቕን ጀሚሩ እናተተግበረ ዝርከብ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መመሓየሺ ቆላማ ከባቢታ እንታይ ከምዝመስል እቶም ፕሮጀክታት ኣብ ዝርከቡሎም ከባቢታት ዑደት ከምዝገብሩ ተሓቢሩ።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.