Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 144 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ንክረኽቡ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 144 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ንክረኽቡ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ምውፋር ዕድል ስራሕ ወፃኢ ዓዲ፥ መሰል፣ ድሕንነትን ረብሓን ዜጋታት ብምሕላው ተረባሕነት ኢትዮጵያ ብዘረጋግፅ መገዲ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዝበፅሕሉ ብርኪ ተገምጊሙ።

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፋሪሃት ካሚል፣ ኣምባሳደር ግርማ ብሩ፣ መዳርግቲ ኣካላትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

ወ/ሮ ሙፈሪሃት፥ ኣብቲ ዓውዲ ተረባሕነት ዜጋታት ብምርግጋፅ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 144 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ንክረኽቡ ከምዝተገበረ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.