Fana: At a Speed of Life!

ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልል ደቡብን ኣብ ዞባ ጋሞ ጎፋ ወረዳ ዙሪያ ጨንቻ ከተማ ዶርዜ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልል ደቡብን ኣብ ዞባ ጋሞ ጎፋ ወረዳ ዙሪያ ጨንቻ ከተማ ዶርዜ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም።

ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣየተ ታገሰ ጫፎ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳው፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ጥላሁን ከበደን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብቲ ዑደት ስራሕቲ ልምዓት ተረኺቦም፡፡

ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣማባሳደር ሰላም ዝኾኑ ኣቦታት ጋሞ ርሑስ ሳዕሪ ብመሓዝ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.