Fana: At a Speed of Life!

ሓምሻይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልማታዊ ሴፍቲኔት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልማታዊ ሴፍቲኔት ዕላዊ ኮይኑ።

ብብርኪ ሃገር ኣብ ልዕሊ 408 ወረዳታት ዝነብሩ ለዕሊ 8 ሚሊየን ዜጋታት በልምዓታዊ ሴፍቲኔት ተረባሕቲ ኢዮም።

እቲ ፕሮግራም ድኽነት ብምቕናስን ውሕስነት ምግቢ ብምርግጋፅን ብመንፅር ተበፃሕነት እንትርአ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ልዕሊ 3 ነጥቢ 9 ሚሊየን ወገናት ብምግቢ ዓርሶም ከምዝኸኣሉ ተረጋጊፁ።

ኣብ ምጅማር እቲ ፕሮግራም መዳርግቲ ኣካላትን ዓለም ለኻዊ ተወከልቲን ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ንቐፀልቲ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ተግባራዊ ከምዝግበር ተሓቢሩ።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.