Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ ኮሚቴ ፓርቲታት ፖለቲካ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ምርጫ ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘኽእል ሓበራዊ ኮሚቴ ፓርቲታት ፖለቲካ ተጣይሹ።

ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ፣ዴሞክራሲያዊን ግልጸኝነትን ዘለዎ ንክኸውን ብልፅግና ፓርቲ ሓዊሱ ካልኦት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፀገማት ዝፈትሕሉ ሓበራዊ ኮሚቴ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢዩ ተጣይሹ።

ሓላፊ ዓውዲ ፖለቲካ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ኣለማየሁ እጅጉ፥ እቲ ምርጫ ንኢትዮጵያ ኣብነት ዝኸውንን ነህዝቢ ተስፋ ዝህብን ንክኸውን ብልፅግና ቁርፀኛ ቅዋም ሒዙ ይንቀሳቐስ ኣሎ ኢሎም።

ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ብግደኦም፥ ናይ ሃገር ሰላምን ናይታ ከተማ ሰላምን ንኹሉ ዝምልከት ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ኣብ ጉዳያት ፀፅታን ከይዲ ምርጫን ግደኦም ከምዝዋፅኡ ምርግጋፆም ካብ ፕሬስ ሴክሬቴሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.