Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ህፃናት ብሰላም ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ውቕሮ ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ህፃናት ሎሚ መዓልቲ ብሰላም ተገላጊላ።

እታ ጓል 30 ዓመት ዝኾነት ወ/ሮ ኣፀደ ገብረመስቀል፥ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ ውቕሮ ኢያ ሓሪሳ።

እቶም ህፃናት ኣብ ደሓን ኩነታት ዘለዉ እንትኾኑ፥ ፆተኦም ክልተ ደቂ ኣንስትዮን ሓደ ወዲ ተባዕታይ ኢዮም ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.