Fana: At a Speed of Life!

ሓንቲ ላሕሚ ብሓደ ግዘ 3 ምራኹት ወሊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሸነን ኮሉ ሓንቲ ላሕሚ ብሓደ ግዘ ሰለስተ ምራኹት ከምዝወለደት ተገሊፁ።

ወናኒት እታ ላሕሚ ወይዘሮ ኣሻ ኣሊይ÷ እታ ላሕሚ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሓሰ ግዘ ክልተ ምራኹት ወሊዳ ከምዝነበረት ኣዘኻኺረን፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ብሓደ ግዘ ሰለስተ ምራኹት ምውላዳ ወይዘሮ ኣሻ ኣረጋጊፀን፡፡

ዝተወለዱ ምራኹትን እታ ላሕሚን ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከቡ እውን ኮሙዩኒኬሽን እታ ወረዳ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣፍሊጦም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.