Fana: At a Speed of Life!

መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምርመር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምርመር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቡሌሆራ ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ ኮንፈረንስ ኣብ ሰበኽ ሳግምን ለውጢ ክሌማን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምርምር ምስ ለውጢ ክሌማ ተዛሚዱ ዘጋጥም ሓደጋታት ምፅዋር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘተ ከምዝግበር ተገሊፁ።

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ካብ ዘለዋ ዩንቨርስቲታት ዝተውፃእፅኡ ተመራመርቲ ሓዊሱ መዳርግቲ ኣካላት ይሳተፉ ኣለዉ።

ብዙፋን ካሳሁንን ድንቃ ባጫን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.