Fana: At a Speed of Life!

መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ መላእ እዛ ሃገር  ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 442 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር ኢድሪስ፥ ምእመናት እቲ በዓል እንተኽብሩ ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕሳብ ክኸውን ከምዝግባእ ምግላፆም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.