Fana: At a Speed of Life!

መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ውቕሮ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ውቕሮ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ።

እቲ በዓል “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ኣብ ከተማ ውቕሮ ስታድየም መለስ ካብ ንጉሆ ስዓት 12 ጀሚሩ ብዝደመቐ ኩነታት ተኸቢሩ ዝወዓለ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ነባራት ተጋደልቲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ መናእሰይን ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ነበርቲ እቲ ከባቢን ተረኺቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.