Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘህነፆ ቤተ መንግስቲ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘህነፆ ቤተ መንግስቲ የሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልላዊን ፌዴራልን መንግስቲ ተረኺቦም።

ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባ ገዳ፣ ሃደ ሲንቄታትን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ከምዝተረኸቡ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ቤተ መንግስቲ፥ ባህሊ፣ ታሪኽን ክብሪን ብዘርእይ መገዲ ከምዝህነፅ ተገሊፁ።

ኣብ ከልተ ዓመት ህንፀቱ ከምዝዛዘም ድማ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.