Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ጃፓን ንኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ልዑል ሽልማት ክብሪ እቲ ሃገር ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ንኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ልዑል ሽልማት ክብሪ እቲ ሃገር ኣበርኪቱ።

ኣትሌት ደራርቱ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጃፓንን ዘሎ ናይ ስፖርት ዲፕሎማሲ ንክጠናኸር ንዝገበሮም ኣስተዋፅኦ ኢዩ ሽልማት ኣበርኪቱ።

ኣብ 2019 ዓ.ም.ፈ እታ ኣትሌት ናይ ጃፓን ስፖርት ኤጀንሲ ኮሚሽነር ምስ ዝኾኑ ሱዙኪ ዳይቺንን ናይ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ሓላፊ ሃሺሞቶ ሴይኮን ብምዝታይ ናይ ለምዲ ልውውጥ ከምዝገበረት ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.