Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ ፕሮጀክት ቀጠናዊ  ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ፕሮጀክት ቀጠናዊ ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ  ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 293 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር እቲ ፕሮጀክት፥ ኢትዮጵያ፣ ኬኒያን ታንዛንያን ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዛ ሃገር ቸኣብ ዘሎ ዓውዲ ቴክኒክን ሙያን ስልጠናን ከምዝትግበር ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.