Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ንክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 100 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምኽኒያት ፀፅታ ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 100 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።

ሚኒስትር ጫልቱ ሳኒ፥ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ብምርካብ እቲ ደገፍ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አሻድሊ ሀሰን ኣረኪበን።

ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን፥ መንግስቲ እቲ ክልል ዞባታት ካማሺን መተከልን ሓዊሱ ኣብቲ ክልል ዝተመዛበሉ ዜጋታት እግሪ ንምትካል ይሰርሕ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ኣብዚ እዋን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸቦ ሓገዝ ዓብዪ ዓቕሚ ከምዝኾኖ ድማ ሓቢሮም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.