Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ዕደና ምስ ኩባኒያ  ፖሊ ጂ ሲ ኤ ል ዝኣተዎ ውዕል ኣቋሪፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ፌዴሪኢ ኣብ ምድላይ ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ነዳዲን ምስ ኩባኒያ  ፖሊ ጂ ሲ ኤ ል ዝኣተዎ ውዕል ኣቋሪፁ።

ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ምስቲ ኩባኒያ ዝነበረ ውዕል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ከምዝተቛረፀ ተዛሪቦም።

እቲ ትካል ብመንግስቲ ደገፍ እናተገበረሉ እንተፀንሐ እውን ውስንነት ዓቕሚ ፋይናንስን ቴክኒክን ስለዘጋጠሞብተደጋጋሚ መጠንቀቕታ እናተውሃቦ ከምዝፀንሐ ኣዘኻኺሮም።

ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ ስራሕቲ ምድላይን ልምዓትን ኣብ ምክያድ ዝፀንሐ እቲ ኩባኒያ፥ ውፅኢት ብዘይምምፅኡ እቲ ውዕል ንክቋረፅ ከምዝተገበረ ኣብሪሆም።

ብሃብታሙ ተክለስላሴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.