Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ከካይዱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ከካይዱ ኢዩ።

እቶም ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣብ ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም።

ሃያሺ ዮሺማሳ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኡጋንዳን ዑደት ድሕሪ ምግባር፥ ናብ ኢትዮጵያ ብምምፃእ ዑደት ክገብሩ ኢዮም ተባሂሉ።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.