Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ማሪና ሴሬኒ ንሰለስተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።

እተን ምክትል ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፥ ምስ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ካልኦት ሰብ መዚን ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ካብዚ ሓሊፉ ድማ ብምሕዝነት ጣሊያን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ከምዝዕዘባ ካብ ኤምባሲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ማሪና ሴሬኒ ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ  ኣብ ዝገብሩዎ ዑደት ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ግልፂ ሓበሬታ ክህልወን ይኽእል ኢዩ ዝብል ትፅት ኣሎ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.