Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሳይንስ ሙዝየም ዝተኸፈተ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ዑደት ገይሮም።

ኣብቲ ዑደት ካብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ብተወሳኺ ዋና ዳይሬክተር ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና ተረኺቦም።

30 መጋቢት ኣብ ዝጀመረን ክሳብ 20 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም ዝፀንሕን ዓውደ ምርኢት÷ ካብ 900 ዝበዝሑ ስታርት ኣፕ ስራሕቶም ኣቕሪቦም።

ቀዳማይ ደረጃ፣ ቀዳማይ ደረጃ ዝተሳገሩን ናብ ዕዳጋ ናይ ምብፃሕ ደረጃ ዝበፅሑን ስታርት ኣፓት እውን ስራሕቶም ንምርኢት ኣቕሪቦም።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.