Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኢትዮ ቴሌኮም ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ብምዃን ዝተሸሙ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣባላት እቲ ቦርድ ኣብ ኢትዮ ቴሌኮም ዑደት ኣካይዶም።

ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ዝኽ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝርከብ ማእኸል ኤክስፒሪየንስ እቲ ኩባንያ ብምጅማር፤ ኣብ ማእኸል ግልጋሎት ፕሪሚየም፣ ሞጁላር ዳታ ሴንተርን ንዓማዊል ግልጋሎት መውሀቢ ማእኸላትን ተመልኪቶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.