Fana: At a Speed of Life!

ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምይይጥ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ሉዊሳ ፋርጎሶ ተዛቲየን።

ኣብቲ እዋን ድማ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምይይጥ ኣካይደን።

ክልቲአን ተዛተይቲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንሰብ ሃፍቲ ፖርቹጋል ብምፍላጥ ኢንቨስተራት ፖርቹጋል ናብ ኢትዮጵያ ንምስሓብ ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሓ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.