Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ትእዛዝ እንትወሃቦ ኣድላይ ዝበሃል ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ቁመና እዩ ዘሎ- ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ትእዛዝ እንትወሃቦ ኣድላይ ዝበሃል ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ቁመና እዩ ዘሎ ክብሉ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ገሊፆም።

ቶኽሲ ደው ምባል ማለት ንጥይትን መድፍዕን ጥራሕ ኣይኮነን ዝበሉ ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ፥  ካብ ቃላት ምድብራይ እውን ምቑጣብ ዘካተተ እዩ ኢሎም።

መዓዝን እንታይን ክንገብር ከምዘለና ጠንቂቕና ንፈልጥ ኢና ክብሉ እውን ተዛሪቦም።

ኮነሬል ጌትነት፥ መከላኸሊ ሰራዊት ትእዛዝ ኣብ ዝበፅሖ እዋን ዘድሊ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ቁመና ከምዘሎ ገሊፆም ክብል ኢፕድ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.