Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሙያ ኪነ-ጥበብን መራኸብቲ ሓፋሽን ጅማሮ ምፍልፋል ሓይሊ ግድብ ህዳሰ ዝዝክር ስራሕቲ ንክሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሙያ ኪነ-ጥበብን መራኸብቲ ሓፋሽን ጅማሮ ምፍልፋል ሓይሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ  ዝዝክር ስራሕቲ ንክሰርሑ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ  ፃውዒት ኣቕሪቡ።

እቲ ግድብ ብክልተ ተርባይናት ቀዳማይ ዙር ምፍልፋል ሓይሊ ክጅምር ኢዩ።

”ጥምረት ንፍትሒ ምትእስሳር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ” ዕላማ ዘፋልጥ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲሰረ ኣበባ ተኻይዱ።

ዕላምኡ ፥ ኣብ ኩሎመረ ከባቢታት ኢትዮጰደያ ዝግበር ኩለመዳያዊ ተሳትፎ ምዕባይን ዲጂታል ምንቕናቕ ምፍጣርን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ናይቲ ቤት ፅሐፈት ዋና ዳይሬክተር ዶክተር ኣረጋዊ በርሄ፥ ህንፀት እቲ ገረድብ ብምዝዛም ሓይሊምፍልፋልፋል ንኢትዮጵያ ኩለመዳያዊ ዕብየትመሰረት መረንባር ከምዝኾነ ምዝራቦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.