Fana: At a Speed of Life!

ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ  ኣበረ ኣዳሙ ተፈፂሙ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰርዓተ ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ  ኣበረ ኣዳሙ ኣብ ባህር ዳር ፈለገ ገነት ቅዱስ ጊዮርጊስ ካቴድራል ቤተክርስቲያን ተፈፂሙ።

ኣብቲ ሰርዓተ ቀብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል፣ ክልል፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ኣባላት መኮንናት ፖሊስ እቲ ክልል፣ ቤተሰቦምን ኣብ ዝተረከብሉ ኢዩ ተፈፂሙ።

ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።

ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ብዘጋጠሞም ሃንደበታዊ ሕማም 26 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ይዝከር፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.