Fana: At a Speed of Life!

ስብሓት ነጋ ሓዊሱ 9 ኣመራርሓ እቲ ጁንታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ናይ ጥፍኣት ስትራታቴጂስት ዋና መራሒ ስብሃት ነጋ ሓዊሱ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ 9 ኣመራርሓ እቲ ጁንታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። 

ብመሰረት እዚ፥

1. ናይ ጥፍኣት ስትራታቴጂስት ዋና መራሒ ስብሃት ነጋ

2.  ወይዘሮ ቅዱሳን ነጋ ነበር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል

3. ኣይተ ቴዎድሮስ ሃጎስ ፕረዚዳንት መለስ አመራር አካዳሚን ሓላፊ ቦርድ ትእምትን ዝነበረ

4. አባዲ ዘሙ-ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዝነበረ

5.  ዶክተር ሰለሞን ኪዳነ ነበር ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ዝነበረ

6. ኣይተ ገብረመድህን ተወልደ ነበር ሓላፊ ቢሮ ንግዲ እቲ ክልል

7 .  ኣይተ ወልደጊዮርጊስ ደስታ ሓላፊ ቢሮ መንገድን ትራንስፖርትን እቲ ክልል ዝነበረ

8. ኣይተ ተክለወይኒ አሰፋ ኣፈፃሚ ስራሕ ማረት ዝነበረ

9.  ወይዘሮ ምህረት ተክላይ ኣማኻሪት ሕጊ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ዝነበረት ኩሎም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ኣለዉ።

ዋና ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ሜጀር ጀኔራል መሰለ መሰረት ጀግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ውሽጢ ብምዃን ኣብ ልዕሊ እቲ ጁንታ ዓወት ብምሕፋስ ሐዚ ድማ ኣመራርሓ እቲ ጁንታ ኣብ ቁፅፅር የውዕል ኣሎ ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.