Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኡጋንዳ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኡጋንዳ ሮቢናህ ናባንጃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይረን።

ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ÷ ነተን ቀዳማይ ሚኒስትር ብምቕባል ሓፈሻዊ ምንቅስቓስን ከይዲ ምፍራይ ኩባኒያታታትን እቲ ፓርክ ከምዘጎብነዩወን ሓበሬታ እቲ ኮርፖሬሽን ኣመልኪቱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.