Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣተሓባበርቲ ኮሚቴ ዘተ ምሁራን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣተሓባበርቲ ኮሚቴ ዘተ ምሁራን ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምሁራን ኣብ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘለዎም ግደ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብብርኪ ሃገር ኣብ 42 ዩንቨርስቲታት ዝተሳለጡ ዘተታት ብምጥማት ኢዮም ምስቶም ኣመራርሓ ምዝታዮም  ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.