Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሃዋሳ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሃዋሳ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ ዑደት ኣካይዶም።

እቲ ፋብሪካ ሕሩጭ ብበርኪ ሃገር ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ይህነፁ ካብዘለዉ 10 ፋብሪካታት ሓደ ኢዩ።

ህንፀት እቲ ፋብሪካ ብህፁፅ ተሰሪሑ ንክዛዘም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትእዛዝ ምሃቦም ተገሊፁ።

ብተወሳኺ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብቲ ክልል ይስርሑ ዘለዉ ካልኦት ስራሕቲ ልምዓት ይጉብኒዩ ኣለዉ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ትማሊ መዕርፎ ነፈርቲ ወላይታ ሰዶን ፋብሪካ ሕሩጭን ከይዲ ህንፀት ዑደት ምግባሮም ዝዝከር ኢዩ።

ብታሪኩ ለገሰ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.