Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቦታታት ሕርሻ ከተማ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር በኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ብምዃ ኣብ ተደራራቢ ሕርሻ ከተማ ዑደት ኣካይዶም።

እቲ ተደራራቢ ሕርሻ ከተማ፥ ኣብ ንኡሽተይ መሬት ልዑል ምህርቲ ንምፍራይ ዘኽእል ዓይነት ሜላ ሕርሻ ኢዩ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ከተማታት ኢትዮጵያ ንልምዓት ሕርሻ ከተማ ልዑል ዓቕሚ ከምዘለወንን ንምግብነት ዝውዕሉ ኣትክልቲ ብምልማዕ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምዝግባእን ኣፍቲ እዋን ዑደት ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.